ሓድሽ ጸጋማይ እግሪ፣ ኣብ ኣመሪካ ተጸጊኑላ፣ ኦሊቭያ፣ ኩዕሶ ኢድ ክትጻወት ዝነበራ ሕልሚ ክዉን ኮይኑ 21.03.2026
ኦሊቭያ (10) ተቐማጢት ክለፕ ኮይና፣ እግራ ብ21 ሰንቲሜተር ንከተንውሕ ኣስታት ፍርቂ ዕድሜኣ ኣብ ኣመሪካ እያ ኣሕሊፋቶ። ኣብዚ እዋን እዛ ንጥፍቲ ጓል ብምሉእ ወኒ እያ ኣብዚ ሜዳ ኩዕሶ ኢድ ትጻወት።
Av Erlend Frafjord, Simon Elias Vik Bogen, Øystein Otterdal og Hussam Kattan